المدة الزمنية 7:7

ስዲ መራሒ ፈረንሳ ቃሉ ዓጽፉ ኣሉ ኢሉ ኣነ ንእስልምና ኣይበልኹን ንቶም ብስም እስልምና ዝሽቕጡ እየ ዝበልኹ ኢሉ

565 مشاهدة
0
34
تم نشره في 2020/11/01

ስዲ መራሒ ፈረንሳ ዓቅሉ ምስ ጸበቦ ይቕሬታ ከይ ሓትት ክብል ምልሓሱ ዓጽፉ ኣብ ሎሚ ዝገበሮ ቃል መሕትት ኣነ ንእስልምና ኣይበልኹን ንቶም ብስም እስልምና ዝሽቕጡ ዘለዎ እየ ዝበልኹ ኢሉ! ከምኡ ብዛዓባ እቲ ባዓሉ ውጽእ ክነትግብሮ ኢና ዝበለ ካርቶን ውን ኣሉ ኢሉ!!! እቲ ቃል መሕትት ኣብዚ👇👇 ኣለኹም ስምዑዎ። /watch/EVqaSFHDPLJDa #Emmanuel #Macron إيمانويل_ماكرون#

الفئة

عرض المزيد

تعليقات - 0