المدة الزمنية 24:6

CAMBIA II - New Eritrean Series film 2020 - Ep17

بواسطة SOYRA-ERITREA
236 257 مشاهدة
0
7.3 K
تم نشره في 2020/03/27

Copying, uploading this product, may cause termination of your account. ©SOYRA ENTERTAINMENT,LLC 2020 Subscribe for more Music, Drama and Movies of Eritrea and Ethiopia. #SoyraEritrea #Tigrigna #Eritrea #Tigray #Ethiopia #Cambia Movie #KambiaEritreanMovie

الفئة

عرض المزيد

تعليقات - 416
  • @
    @user-zd5qj2bp1rمنذ 4 سنوات ዋው ቐጽልዎ እዛ ኣብ ሓንቲ ዓራት ግን ኣይተዋሕጠትለይን ካሊእ መልእክቲ ራስታ ሃሲሱኒ ሎሚ ዳኒ ከኣ ኣብ ኣደቓቕሳካ ኣኩሪዕካኒ ዛ ካራክተር ብዝተረፈ በብዘለናዮ ሰላምን ጥዕናን ካዚ ኩፍእ ሕማም ዓለምና ጌታ ምሕረት ውርድ። 1
  • @
    @johnandebrhan4203منذ 4 سنوات ዋውውውው ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ድርሰት ዳረክት ተዋሳእቲ ዝወጻ የብላን ቁሩብ ኣብ ኤዲትን ግዜ ጥራይ 1
  • @
    @user-xs2ev7sk8fمنذ 4 سنوات ካብ ምስ ዘይፍቅረካ ወዲ ምንባር በይንካ ምንባር ይበልፅ ሳቬላ ተደንግፀካ እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ደቂ ኢሬ ካብቲ ሕማቅ ሕማም ፈጣሪ ይሓልወና 70
  • @
    @angosomyigzaw6062منذ 4 سنوات እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ካምፓልውያን
    ቡሩክ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና
    ፈጣሪ ኩሉዓለም ካብዚ ክፉእ ሕማም ይሰውረና ይሰውርኩም መድሃኒኣለም ኣቦይ።
    22
  • @
    @crazyme.4953منذ 4 سنوات Thank you for the posting
    Luv it. this wow one.
    keep it up
    3
  • @
    @selyeblackboyمنذ 4 سنوات Today is my birthday!
    ablbey seferkum deqi kemti lumud
    75
  • @
    @hermonhabaمنذ 4 سنوات ኣብ ልበይ ሰፈርኩም "ልበይ ሰፈርኩም '❤️ ሰፈርኩም ካምብያውያን::ጽቡቅ ስራሕ ክኣ:: 29
  • @
    @kemlbeylbey715منذ 4 سنوات ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ዝያዳ ዘሐጎሰኒ
    ዳንኤል ከም ሓደ ዓሻ ናተቖጽረ
    መስተ ሰትዩ ከብቅዕ ስምዒቱ ተቖጻጺሩ ምስ ሰምሃር ከይጋገ ክብል ኣብ ምድሪ ምድቃሱ'ዩ እዚ ውን ክተፍቅሮ ክገብራ ይኽእል ይመስለኒ መኽንያቱ ሓልዮት ፍቕሪ'ዩ ዝወልድ።
    2
  • @
    @wedimokie4968منذ 4 سنوات ኣሰይ እንኮዕ ብድሓን መጻኩም የሕዋተይ ደቂ ኤረይ ካብ ኮረና ቫይረስ እግዛኣብሂር ኣምላክ የድሕነና ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ካኣ ጾሎት ንግበር ብኑጹህልብና ብጸጉኡ ይባርኽና ኣምላክ ኣሜን ። 19
  • @
    @awetyohannesyohannes8955منذ 4 سنوات ናይ ቢሓቂ ጽቡቅ ሲራሕ ኣሚላክ ኣሳልጦን ጥዕናን ይሃቢኩም ፈጣሪ ካቢዘዘልንዮ ሕማም ካ የጋልግለና ፈጣሪ 37
  • @
    @dontgiveup429منذ 4 سنوات Eza film mera eye kxbeya kene i Miss you all time 1
  • @
    @loveismyreligion2510منذ 4 سنوات Welcome deqi eri, kabti zhuguseni ka kab zimexi semun ab eri sat kitre mukana u, zinade wusane, coz hizbina kem sebu kirya uuuu, 1
  • @
    @SR-gh5rjمنذ 4 سنوات Amlak selamen tinan yihabkum deki eri enbaba, love u all, Stay save
  • @
    @iliveinmylife6694منذ 4 سنوات Great job guys keep it up going erawiyan Natey ♥️♥️ 1
  • @
    @abrahamtsegay6471منذ 4 سنوات Kambia fewusi xemwa enque bselam mexakum .!!!! 1
  • @
    @hishmalehishmale9445منذ 4 سنوات Dani & semhar kfqeru alewom tblu like gberu ane tefaqkryom keri mara te hanteye aleku 1
  • @
    @standfortruth4252منذ 4 سنوات welcome with the best film l was so excited 3
  • @
    @filimonmahari5736منذ 4 سنوات እንካዕ ዳሓን መጻኩም ደቂ ኢረይ ኣናብስ ኣብ ዘለናዮ ካኣ ጥዕናን ሰላምን ይመነየልኩም። 28
  • @
    @user-ws3cw2wz3bمنذ 4 سنوات ስለ ከይትሓለልኩም ምስራሕኩም ጽቡቅ ኢዩ። ምግናን በዚሕዋ እዛ ፊሊም ኣሰልቻዊት ትኾውን ኣላ። ኣብ ገለ ገሊኡስ ን ኤርትራዊ ባህሊ ዘይውክል ኢዩ ውን። እዚ ሳሮን ትገብሮ ዘላ ኣብ ናይ ምዕራባውያን ፊልም ትጽበዮ ኢዩ። ስለቲ ከይትሓለልኩም ትጽዕርዎ የቀንየልና። 79
  • @
    @robelzeratsion7172منذ 4 سنوات Betami xebuk serah & nufueat tewasaeti 1
  • @
    @ghidetewelday1202منذ 4 سنوات ናይ ብሓቂ ንፉዓት ደቂ ኤረይ ሓላላት ኣጆኩም ቀጽልዎ ኣለና ንሕና ከኣ።
  • @
    @giederafar2484منذ 4 سنوات Cambia betheami zefotwa movie iya so keytequritsuwa tnks more deki Erey Allah yahfazna min himam karona 3
  • @
    @salinatubeمنذ 4 سنوات Wawwww kedameyti reya eski yhfs abilkum like habuni xbkti filmi ka deki erey shkorinatt eab zelenayo amlak kabzi hmam ysewrena ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ 7
  • @
    @chapico2705منذ 4 سنوات Hakey nab nay hagerna movie nab polotika axrikuma belu tewaxatkum si nrekum gn filmtatna aytebalashewwo❤️❤️
  • @
    @semeremehari625منذ 4 سنوات Wawwwww Srah Malet Kemz u so admen tanan nakum 2
  • @
    @musiegebregregs3425منذ 4 سنوات Serak and semahre i Love you so much good Because serak hawey Kfe alke
  • @
    @mekalhafewerki3130منذ 4 سنوات ያአ እተን ኣዋልድ ከ ትም ድየን ድብላ ማራ ተጋንኑ ኣለኩም ጉዳይ ሳኣሮን.. . . 2
  • @
    @tesfahiwethabtu4727منذ 4 سنوات Well came. Pls keyttefuna belu mexananie. Ember Gaza teaxika mwal s aykealnayon .
    Amlak kea kabzi tekal hmam ymeharena.
    2
  • @
    @robelhaile3966منذ 4 سنوات Kkkkkkkkkkkkk Abey Alku Abe Shekule Ze arekay marey ✌♥️ 1
  • @
    @bahgialonionedaylove2329منذ 4 سنوات Welcome deki eri gen eza naybel Saron mara agnnkma ja qeb jema
  • @
    @gideymeasho3483منذ 4 سنوات እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ኣሕዋት
    ነዚ ወሪድና ዘሎ ከአ እግዛአብሄር ኢዱ የንብረልና ባዕሉ
    ብዝተረፈ ሰሰናዩ ብሩክ ቀዳመ ሰሰንበት
    2
  • @
    @anesanes2704منذ 4 سنوات ካብ ዓቐኑ ዝሓለፈ ኣጋንኖ ነቲ ፊልም ኣሰልቻዊ ከይከውን ይሰግእ ስለዚ ደረት ኣለዏጋንኖ ብፍላይ ኣብ ፊልም ሃገርና 6
  • @
    @kibe6885منذ 4 سنوات Frtari yhalwena Nkulna kabza Sidi himam Corona(covid 19 ) nzihamemu kea milue mihret yewrdelkum , Stay home watch Cambia 2
  • @
    @Eritreanboy39منذ 4 سنوات Welkom dekieri enkan dahn mesakum sukul kelio ya zewedi ab mewedaita corona eitfalna Kab I midri(aarde) part 18 nexibe
    Ab geze Ena zelena teweshibna
    1
  • @
    @haftinahom1534منذ 4 سنوات Entay dea Saron kefia Saron habtey kemakreki Mekab aytgberi Bitte 1
  • @
    @tsehayzerit7874منذ 4 سنوات bmejemerta selamkum ybzahaley kuburat cambawian kexile bjakum awetn betin bziada kisatefu mdeleku
  • @
    @danielamineمنذ 4 سنوات ክክክክክ እንታ እዚ ናይ ደገ እኮ ጉድ ረኪቡ ብድቅሱ ከሎ ኣሽኪዕዎ ( ሰቡእት ስሮን ስ ፉልያት ኢዩም so good jub 1
  • @
    @user-lf6yn3ef9rمنذ 4 سنوات ኣታ እዚ ካብ ደገ ዝመጸ ሕጹይ ሳሮን ብትእዛዝ ድዮም ኣስሪሖሞ ሰኪቱ ዝበለቶ ይኣምና ገገማ 4
  • @
    @heri2068منذ 4 سنوات ሰላም ሰላም እስከ በልዎም ነዞም ሓቦኛታት ሰብ ካምፓላ። ነቲ ኣብ ኤሩና ዘሎ ህዝብና ውን ኣዝያ መሃሪታ'ያ ኢሎም ስለዝሓሰቡ ኣብ ኤሪ ሳት ክፍንውዋ ምኻኖም ሓቢሮምና ኣለው። ስለዚ ኣጆኹም በርትዑ ሓላላት። 4
  • @
    @sirakyemane6423منذ 4 سنوات መርሓባ ሙቁራት ፍጥረት ነዚኦም ዝሕቢ እስኸ ንዓይ ፊሉጠሐ እንዲ ኣጥዑሙና laik 1
  • @
    @wedieri491منذ 4 سنوات wellcome deqi eri
    kem kulu buluts srah
    eri sat mzrgahkum ka adniqekum
    ab wshti hager ktra tesfa ygebr1000like
  • @
    @gualeri1منذ 4 سنوات Please translate what did the message from EriSat say??
  • @
    @needthinks4093منذ 4 سنوات Atum sebat lomi zzareb qolia welida sebeytey like 1
  • @
    @user-rh9so1cv6bمنذ 4 سنوات ወልካም ጽቡቓት
    ኣቱም ሰባት ጭንቀት እምበር ሞይተ በሉ እስከ ጽባሕ ቅዱስ ገብሪኤል እንድዩ ባዕሉ ካብዚ ሕማምን ምወሻብን የጋላግለና
    94
  • @
    @johni7071منذ 4 سنوات ጽብቕቲ ፊልም እንድያ በጃኻ ደራሲ ናይ ባርሲ(ሳሮን) ብጣዕሚ ይጋነን አክሎ መስለኒ ከምሪኢቶይ ምስናይ አባኻ ዘለኒ አኽብሮት 1
  • @
    @adyamyemane4862منذ 4 سنوات እንካዕ፡ደሓን፡መጻኩም ደቂ ኤረይ ካብዚ ቀዛፊ ሕማም ኣምላኽ ብምሕረቱ ይጠምተና 16
  • @
    @ygttv557منذ 4 سنوات Yehwat eza Film, ab eri sat YouTube chanel tray zeykenet. Enkelay B' TV Biqeta ab wishti adi malet ab Eritrea kemzketatelwa win giberu ekum. Msay zsemamae ezia siqetwa. 2