المدة الزمنية 8:53

Eritrean Apps ከመይ ገይርና ብዘይ ኢንተርነት ማፕ ክንጥቀም ንኽእል ጽብቅቲ ኣፕ እያ ጆባእ።

بواسطة AGAPE ERI
763 مشاهدة
0
57
تم نشره في 2019/11/06

ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ መደብ AGAPE ፍትዋት ኣሕዋት ኣብ መደብና Subscribe ብምግባር ሓገዘኩም ንኸይፍለየና ብትሕትና ንምሕጸነኩም።የቀንየለይ። ተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ታሕቲ ሊንክ ኣለኩም ኣቲኹም ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም👇👇👇👇👇👇👇 ኣዝያ እተገርም ኣፕልኬሽን። ሞባይልና ብዝቀለለ መንገዲ ከመይ ጌርና ንጥቀመላ።ሃየ ጆባእ👇👇👇👇👇 /watch/8IsEuw6kXqIkE ኣድቨርታይዝ እንዳ መጸ ዘሸግረና ዝነበረ መፍትሒ ተረኺብዎ ጽብቅቲ ኣፕ እያ ንጠቀመላ።👇👇👇👇👇 /watch/EmM1tfI-Yxq-1 ከመይ ጌርና ፓስዎርድ ናይ ዋይፋይና ኣብ ሞባይልና ንርእዮ?👇👇👇👇👇 /watch/UNbCQaIMOsuMC ከመይ ጌርና ኣብ ዩቱብ ዘይንፈልጦ ቃንቃ ብእንፈልጦ ቃንቃ ንሰምዖ?ብልጽቲ ኣብ ንጠቀመላ።👇👇👇👇 /watch/kLnr3eph6rmhr ከመይ ጌርካ ብሞባይል ገንዘብ ሓዋላ ክትሕዉል ትኽእል ወይ ክትልእኽ ትኽእል?👇👇👇👇 /watch/8drvtWOIe-nIv እቶም ሚሞሪ ፉል ወይ ሚሞሪ መሊኡ እንዳበለ ዘሸግርና ዝነበረ ብኸመይ ንኣልዮ👇👇👇👇👇👇👇 /watch/wMFLT3w7cG47L ዝጠፍአ ቁጽሪ ቴሌፎን ከመይ ጌርና ንረኽቦ እንደገና ከመይ ጌርና ኸ ከም ዘይንጠፍእ ንገብሮ?👇👇👇👇👇 /watch/ofouyKsNwAnNu ከመይ ጌርና youtube እንዳረኣና እንከለና ናብ ካልእ ኣፕ ክንጥቀም ንኽእል? ፍልልይ ኣብ ሞንጎ Youtube and Ogyoutube👇👇👇👇👇 /watch/4dq6tX3FMJhF6 ሞባይልና ምስ ጠፈእትና ከመይ ጌርና ነቲ ኣቡኡ ዝነበረ ስእልታትን ቭድዮታትን ፋይላትን ክንረኽቦ ንኽእል?👇👇👇 /watch/gMjRzRiwsZswR ከመይ ጌርና መቀበሊ ናይ መሴነጀር ንቅይሮ👇👇👇 /watch/Qw-c7FohSwChc

الفئة

عرض المزيد

تعليقات - 5